News
 ኣርእስታት ዜና፥** ናያ ሩሲያ ፕረሲደንት ቪላድሚር ፑቲን ኣጽዋር ኑክሌስ ኣብ ልዕል ተጠንቀቕ ክጸንሒ ኣዚዙ  ** ኣብ ኲንስላንድ ብኸቢድ ዝናብን ውሒዝን ዝተጸልዉ ነበርቲ መንግስቲ ሓገዝ ክገብረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ብመልክዕ ወተሃደራዊ ናውትን ሕክምናዊ ናውትን ናብ ዩክረይን ንምልኣኽ ናይ 3 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ናብ ኔቶ ከምዝልኣኽ ኣፍሊጡ ።  * * * ሊቨርፑል ን ቸልሲ ብ ምስዓር ዋንጫ ሊግ እንግሊዝ ዓቲራ ።

