ራሻ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኲናት ጀሚራ፥ ዕለታዊ ዜና (24 ለካቲት 2022)

Share:

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

News


** ዩክሬን ብሃገር ደረጃ ዝጸንዕ ናይ ህጹጽ ድንጋገ ኣዊጃ ... ** ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራሊያ ዝዘንብ ዘሎ ከቢድ ዝናብ ሓደጋ እናውረደ ይቕጽል ኣሎ ... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምስ ህወሓት ናይ ሰላም ዘተ ከምዘይተገብረን ንመጻኢ ግና እንተልዩ ክቕበሎ ምዃኑ ኣተንቢሁ** ኣብ ዓለም ሳልሳይ ደረጃ ዘለዎ ተጻዋቲ ባይታ ተኒስ Alexander Zverev ብዝፈጸሞ ተግባር ካብ ጸወታ Mexico Open ተባሪሩ።