"ብንእስነተይ ዝምነዮ ዝነበርኩን ጽቡቕ ኣታዊ ዝረኽበሉን ትምህርቲ ምምሃረይ ዕድለኛ'የ።" ሓኪም ስኒ ዶ/ር ገነት እንድሪያስ

Share:

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

News


ብንእስነታ ምስ ወለዳ ናብ ኣውስትራሊያ እንተተሰደት'ኳ፡ ቋንቋ ብሌንን ትግርኛ ጽቡቕ ትመልኽ፡ ኣብ መልበር ኣብ ክልተ ክልኒካት ናይ ገዛእ ርእሳ ናይ ስኒ ሕክምና ተካይድ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ብዛዕባ ገዛእ ርእሳን ስርሓን ኣላልያትና ኣላ። ኣብዝቕጽል ክፋላት ድማ ብዛዕባ ክንክን ስኒን ግርጻንን ክውሰዱ ዝግብኦም ነገራት፡ ምትካእ ስኒ፡ ካልኦት ተዛመድቲ ዛዕባታት ብተኸታታሊ ትምህርታዊ ትሕዝቶ ክቐርብ እዩ።