February 24, 2022Newsኣብዚ ሰሙን ተወሳኺ ሓደ ዘሕዝን ዜና ካብ ጀርመን ተሰሚዑ ኣሎ። ሓንቲ በዓልቲ ሓዳር ብበዓል ቤታ ተቐቲላ ዝብል’ዩ። እዚ ዘሕዝን ፍጻመ ብተደጋጋሚ ምፍጻሙ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት እንታይ ይብሉ። ኣብ ኢትዮጵያዊያን ክበሃሉ ዝቐነዩ’ውን ምስ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ተዘሪብሎም ኣሎ።