News
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልዕሊ 120,000 ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግዳያት ፆታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝኾና - ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ። ንዳግመ ህንጸት ትግራይ 100 ቢልዮን ብር ወዲእና ንዝብል ዘረባ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ፤ መሪሕነት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነጺጉዎ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ዳባት ዝጸንሑ ልዕሊ 14,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ካልእ ቦታ ግዒዞም። ኣሜሪካ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈጺሞም ብዝተብሃለ ገበናት ከም ዝተሻቐለት ገሊጻ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።